tigrinja · 2019. 4. 10. · መርሚርና ምኽሪን ደገፍን ክንህበኩም ኢና።...

2
ብዝሓውነት ዓሌታዊ ተነጽሎ/ ኣድልዎ TIGRINJA ጸረ

Upload: others

Post on 24-Jan-2021

2 views

Category:

Documents


0 download

TRANSCRIPT

Page 1: TIGRINJA · 2019. 4. 10. · መርሚርና ምኽሪን ደገፍን ክንህበኩም ኢና። ኣብ ሊዕሌኩም ዘጋተም መርሚርና ዓሌታዊ ኣድልዎ እተኮይኑ

ንብዝሓውነት

ዓሌታዊ ተነጽሎ/ ኣድልዎ

TIGRINJA

ጸረ

Page 2: TIGRINJA · 2019. 4. 10. · መርሚርና ምኽሪን ደገፍን ክንህበኩም ኢና። ኣብ ሊዕሌኩም ዘጋተም መርሚርና ዓሌታዊ ኣድልዎ እተኮይኑ

መርሚርና ምኽሪን ደገፍን ክንህበኩም ኢና። ኣብ ሊዕሌኩም ዘጋተም መርሚርና ዓሌታዊ ኣድልዎ እተኮይኑ እቲ ጉዳይ ብዕርቂን ምርድዳእን ከም ዚፍታሕ ንምግባር እንተ ዘይኮይኑ ድማ ወግዓዊ ዝዀነ ክሲ ወይ ጥርዓን ንምቕራብ ንሕግዘኩም።

ምስጢር ናይ ምዕቃብ መብጸዓ

ንሕና ኣብ ”ማእከል መሰል ዞባ ሰሜናዊ ሽወደን” እንሰርሕ ምስጢር ናይ ምዕቃብ መብጽዓ ኣሎና። ንስኻ/ኺ ሓገዝ ደሊኹም ናባና ምስ መጻኹም እትህቡና ሓበሬታ ብዘይ ናትኩም ፍቓድ ናብ ዝኾነ ከምዘይመሓላለፍ ፈሊጥኩም ቅሳነት ኪስምዓካ/ኪ ክንሕብር ንፈቱ።

ንሕና ንሰርሓሉ ኣገባብ

. ብዘይ ዝኮነ ክፍሊት ንዓልታዊ ኣድልዎ ዘጋተሞም ሰባት ሞያዊ ምኽሪን ሓገዝን ንህብ።

. ንጸረ ዓሌታዊ ኣድልዎን ኣብ ዚግበር ስራሓት ናይ ስጉምቲ ምውሳድ ዓቕምታት ክብ ንምባልን ብመልክዕ ትምህርቲ፣ ሰሚናር፣ ኣስተምህሮን ንህብ።

. ናይ ደቂ ሰባት ኣተሓሳስባ ዚቕይርን ዘማዕብልን መደባት ብሓባር ብዝያዳ ውን ምስ ካልኦት ሰባት ሓቢርካ ከምትሰርሕ ምግባር።

ንስኺ/ኻ ብውልቂ ይኩን ብማሕበር ብዛዕባ ዓሌታዊ ኣድልዎን ኣፈላላዪን ክትፈልጡ ትደልዩ ዲኹም?

ነውራዊ ኣመል/ልምዲ ዝብል ሓበሬታ፣ኣብ ማሕበርኩም ብዛዕባ ብዝሓውነትን ጸረ ዓሌታዊ ኣድልዎን ብኸመይ ከም እትሰርሑ፣ ናይ ኣመራርሓ መስርሕ ትምህርቲን ከማኡ ውን ካልእ ተወሳኺ ሓበሬታ ምስ እትደልዩ ንዓና ኪትውከሱና ትኽእሉ ኢኹም።

ዓሌታዊ ተነጽሎ ወይ ወገንነት ኣጋጢሙካ/ኪ ዶ ይፈጥ?

ዝኾነ ዓሌታዊ ኣድልዎ ወይ ተንጽሎ እተ ኣጋቲሙኩም ኩሉ ጊዜ ናባና ናብ ”ማእከል መሰል ዞባ ሰመናዊ ሽወደን” መጺኩም ኪትሕብሩ ትክእሉ አኹም። ንሕና ነቲ ኣብ ልዕሌኻ ዝተፈጸመ ነገር ብመሰረት ሕጊ ዓሌትዊ ኣድልዎ ወይ ወገንነት ምዃኑ

Kontakt: [email protected]: 0920-25 99 81, 0920-25 99 85www.rattighetscentrum.sewww.facebook.com/SensusRCN

እቶም ሸውዓተ መሰረታውያን ዓሌታዊ ኣድልዎታት

ጾታዊ መኒነት ወይ ግሉጽነት

ዓሌት

ሃይማኖት ወይ እምነት

ጎዶሎ ኣካል ወይ ስንክልና

ጾታዊ ዝንባሌ

ዕድመ

ጾታ

ማእከል መሰል ዞባ ሰመናዊ ሽወደን ኣንጻር ወገንነት ወይ ዓሌታዊ ኣድልዎ ዝሰርሕ ቤትጽሕፈት ኮይኑ፣ ወገንነት ወይ ዓሌታዊ ኣድልዎ ንውጋድን መፍትሒ ምድላይን ከማኡውን ንብዝሃውነት ዘማዕብል ትካል እዩ።

ማእከል መሰል ዞባ ሰሜናዊ ሽወደን ሰንሱስ ትምህርቲ ማሕበር ከም ዝምራሕ ኮይኑ ብመንግስቲ ዝምወል ናይ መንእሰያትን ናይ ህዝቢን ሕቶ ኣብ ፣ ዞባ ሰሜናዊ ሽወደን፣ ሉልዮ ኮሙን(ምምሕዳር )ከሙኡ ውን ኣብ ፒትዮ ኮሙን(ምምሕዳር)።